Rechercher


ናይ ኦንላይን ስልጠና ውህደትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን
ግብራዊ መምርሒ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ ዕላማ እዚ ስልጠና እዚ ስልጠና’ዚ፡ ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብዛዕባ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ኣብ ፈረንሳ ሞያዊ ስልጠና፡ ትምህርትን ስራሕን...

Dirar HG
2 nov. 20241 min de lecture
82 vues
2 commentaires


ሓድሽ ሕጊ ኢሚግሬሽንን ውህደት ስደተኛታትን ኣብ ፈረንሳ፡ ዕላማታትን ቀንዲ ትሕስትኡን
"ሕጊ ዑቕባን ኢሚግሬሽንን" ተባሂሉ ዝፍለጥ ሓዲሽ ሕጊ ብዕለት 26 ጥሪ 2024 ጸዲቁ። እቲ ብሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ ጀኻልድ ዳኽማና ቀሪቡ ኣብ ሃገራዊ ባይቶ ፈረንሳ ብዙሕ ኣካታዒ ዝነበረ ሕጊ፡ ነቲ ሃገራዊ...

Dirar HG
25 juil. 20242 min de lecture
70 vues
0 commentaire


መስርሕ መምርሒ ፍቃድ መኪና ንምሕላፍ ኣብ ፈረንሳ
ኣብ ፈረንሳ መምርሒ ፍቃድ ንምሕላፍ ክልተ መንገድታት ኣሎ። ሓደ ኣብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ብምምስጋብ ክኸዉን ከሉ እቲ ካልእ ድማ ባዕልኻ ብመንገድኻ ምሕላፍ እዩ። ክልቲኡ ድማ ነናቱ መስርሕ ኣለዎ። ከምዚ ዝስዕብ ድ

Dirar HG
23 juil. 20242 min de lecture
142 vues
0 commentaire