Rechercher


ብዛዕባ ስራሕ (ዉዕል ስራሕን ዶሞዝን) ኣብ ፈረንሳ
ኣብዚኣ ቪድዮ ክንደይ ዓይነት ኲንትራት ስራሕ ኣሎ። ኲንትራት ክንገብር ከለናን ኲንትራት ከነቋርጽ ከለናን ክንፈልጦ ዝግባኣና ሕግታትን ትገልጽ። ከምኡ ድማ ኣከፋፍላ ዶሞዝናን ኣከፋፍላ ግብርን ከመይ ገርና ነንብቦን...

Dirar HG
27 janv.1 min de lecture
235 vues
0 commentaire


ሓድሽ ሕጊ ኢሚግሬሽንን ውህደት ስደተኛታትን ኣብ ፈረንሳ፡ ዕላማታትን ቀንዲ ትሕስትኡን
"ሕጊ ዑቕባን ኢሚግሬሽንን" ተባሂሉ ዝፍለጥ ሓዲሽ ሕጊ ብዕለት 26 ጥሪ 2024 ጸዲቁ። እቲ ብሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ ጀኻልድ ዳኽማና ቀሪቡ ኣብ ሃገራዊ ባይቶ ፈረንሳ ብዙሕ ኣካታዒ ዝነበረ ሕጊ፡ ነቲ ሃገራዊ...

Dirar HG
25 juil. 20242 min de lecture
70 vues
0 commentaire


መስርሕ መምርሒ ፍቃድ መኪና ንምሕላፍ ኣብ ፈረንሳ
ኣብ ፈረንሳ መምርሒ ፍቃድ ንምሕላፍ ክልተ መንገድታት ኣሎ። ሓደ ኣብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ብምምስጋብ ክኸዉን ከሉ እቲ ካልእ ድማ ባዕልኻ ብመንገድኻ ምሕላፍ እዩ። ክልቲኡ ድማ ነናቱ መስርሕ ኣለዎ። ከምዚ ዝስዕብ ድ

Dirar HG
23 juil. 20242 min de lecture
142 vues
0 commentaire