top of page

ናይ ኦንላይን ስልጠና ውህደትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን

Dernière mise à jour : 7 févr.

ግብራዊ መምርሒ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ

ዕላማ እዚ ስልጠና

እዚ ስልጠና’ዚ፡ ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡

  1. ብዛዕባ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ኣብ ፈረንሳ

  2. ሞያዊ ስልጠና፡ ትምህርትን ስራሕን ንምርካብ

  3. ዜግነት ንምውሳድን

ዘድሊ ሓበሬታን መንገድን ንምሕባር ዝዓለመ እዩ። ኣብ ኣገደስቲ ምምሕዳራዊ ንጥፈታትን ምውህሃድ ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ዘተኮረ እዩ።

ሓፈሻዊ ብዛዕባ እዚ ሓዲሽ ናይ ኦንላይን ስልጠና ውህደትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ንምፍላጥ ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቪድዮ ተወከሱ።

ኣብቲ መደብ  ስልጠና ክትምስገቡ ትደልዩ ድማ ኣብዚ ጠዉቑ።



 
 
 

2 Comments


amahadari hgusha
amahadari hgusha
Nov 03, 2024

Merci beaucoup ድራር ሓወይ ናይ በሓቂ ኣገዳስ ዝኾነ ትምህርት እዩ።ብጥዕም እዩ ዘሸግረና ደድሕሪ ሾሻል ክንከይድ ተዋሪድና ዘለና!!!

Like
Dirar HG
Dirar HG
Nov 03, 2024
Replying to

የቀንየለይ ኣማሓዳሪ ሓወይ። እወ ነፍስኻ ምኽኣል የድሊ።

Like
bottom of page