top of page

ብዛዕባ ስራሕ (ዉዕል ስራሕን ዶሞዝን) ኣብ ፈረንሳ

ኣብዚኣ ቪድዮ ክንደይ ዓይነት ኲንትራት ስራሕ ኣሎ። ኲንትራት ክንገብር ከለናን ኲንትራት ከነቋርጽ ከለናን ክንፈልጦ ዝግባኣና ሕግታትን ትገልጽ። ከምኡ ድማ ኣከፋፍላ ዶሞዝናን ኣከፋፍላ ግብርን ከመይ ገርና ነንብቦን ንርድኦን ኣስፊሓ ትገልጽ።


ተወሳኺ ናይ ኦንላይን ስልጠና ውህደትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ኣብ ፈረንሳ ዝምለከት ስለዘለና ኣብቲ መደብ  ስልጠና ክትምስገቡ ትደልዩ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትምስገቡ ትኽእሉ።



Travail en France : Contrat et Bulletin de Salaire

Comments


bottom of page